ኦርቶዶክሳዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ – Part 7
በስመ ሥላሴ! ኣካል ቤተክርስቲያን መንእሰይ ወለዶ ንቤተክርስቲያኑ ክፈልጥን ተተካኤ ወለዶ ንምፍራይን ክፍሊ ትምህርቲ ሰንበት ንኡስ ሃገረ ስብከት ዕዮኡ የሰላስል ኣሎ። ካብ ኣቦና ካብ እግዚኣብሔር ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋን ሰላምን ምስኩላትኩም ይኹን ቤተሰብ። ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተቐሚጥልኩም ዘሎ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርትን ሰርዓተ እምልኾን ሓሉዩ ዝወሃብ ተኸታታሊ ትምህርትን መንፈሳዊ ስልጠናታትን ንምክትታል ክትክእሉን ብሚድያ ተታሒዙ ዘሎ ወገን ብሚድያ […]
Continue Reading